Home

Key Concepts

Custom Code (by JoomlaWorks)

Welcome to the Frontpage
مقاتلو الجبهة الديمقراطية للوحدة الإرترية يحيون ذكرى التحرير مع الجماهير الإرترية بمنطفة قينتو- كيونين داخل الأراضي الإرترية PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 16 June 2014 12:59

أحيا مقاتلو الجبهة الديمقراطية للوحدة الإرترية في الرابع والعشروين من مايو 2014م الذكرى الثالثة والعشرون لتحرير مع الجماهير الإرترية بمنطقة قينتو الإرترية بمحازاة الحدود الجنوبية الإرترية – الأثيوبية، وقد قامت إذاعة وقحتا بتغطية فعاليات الإحتفال بصورة مباشرة. وتعتبر هذه المرة الثالثة التي تحي فيها الجبهة الديمقراطية للوحدة الإرترية دأبت ذكرى التحرير بمنطقة قينتو – كيونين في الداخل الإرتري.

Last Updated ( Monday, 16 June 2014 13:06 )
Read more...
 
ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 09 June 2014 09:53

ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ 04-07 ሰነ 2014 ኣብ ዘሎ ጊዝያት ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ፡፡ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኣብዚ ኣኻባኡ እዚ ንህልዊ ሃገራውን፣ ዞባውን፣ ዓለማውን ኩነታት፡ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓፋሻ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝተኻየዱ ዕማማት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብዕምቆት ተመያይጡን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን፡፡

Read more...
 
البيان الختامي للاجتماع الدوري الرابع للمكتب السياسي للتحالف الديمقراطي الارتري PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Sunday, 08 June 2014 08:30

عقد المكتب السياسي للتحالف الديمقراطي الإرتري  إجتماعه الدوري الرابع في الفترة من 04 - 07 يونيو 2014م، ناقش خلاله بإسهاب مجريات الأحداث الوطنية والإقليمية والدولية ، والوضع الراهن لمعسكر المعارضة الإرترية بصفة عامة، وأداء عمل التحالف الديمقراطي الإرتري في كافة المجالات بصفة خاصة، مصدرا حزمة من القرارات الهامة.

Last Updated ( Sunday, 08 June 2014 08:39 )
Read more...
 
ብምኽንያት መበል 23 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፣ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 23 May 2014 07:07

24 ግንቦት ንኹሉ’ቲ ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነት፡ልዑላውነትን ክብርን ንምርግጋጽ ክበሃል ኣንጻር ዝተፈለለዩ ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተገብረ ቃልስን፡ዝተኸፍለ መስዋእትን ዝበጽሐ ህልቂት፡ ዕንወትን ምፍንቓልን ስደትን ግዝያዊ መግትኢ ብምግብር፣ሃገራዊ ነጻነትና  ዘረጋገጸት ዕለት ስለ ዝኾነት ኣብ ምዕራፍ ታሪኽ ናይ ህዝብታትና ዝበረኸ ቦታን ክብርን ዝውሃባ ታሪኻዊት ዕለት’ያ።

 

Read more...
 
መግለጺ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽንያት ጽንብል 23 ዓመት ነጻነት ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 23 May 2014 06:49

ሎሚ 24 ግንቦት 2014 ንመበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ከነብዕል ከሎና፡ ህዝብና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ንምውጻእ ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልስታት፡ ዝኸፈሎ ከቢድ ጅግንነታዊ መስዋእትነት ንዝክረላ፡ ምልካውነትን ህልዊ ብድሆታቱን ንገጥመላ፡ ሓርነት ንምርግጋጽ እንደገና ሕድሪ ሰማእታትን ንዝካየድ ዘሎ ደሞክራስያዊ ቃልሲ መብጽዓና ነሓድሰላ፡ ክብርቲ መዓልቲ እያ።

 

Read more...
 
More Articles...
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 10 of 344

Audio - March 10, Afar Radio

Who's Online

We have 26 guests online

Videos